Description
ደራሲ ጸጋይ ተኽለሚካኤል ገብረሂወት (ኢንጂነር)፣ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ፣ ኣብ ቤ/ት ጣልያን፣ ቀሃስን (ሎሚ ዳህላክ) ፈለገሂወትን ክሳብ ሻድሻይ፣ ኣብ 1972 ምስስድራቤቱ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲድ ማእከላይ ኣብ ቤ/ት ኣስፋ ወሰን ካልኣይ ደረጃ ኣብ ነፋስ ስልክ ኣዲስ ኣበባ፣ 1976 ናብኣስመራ መጺኡ ኣብ ልኡል መኮነን ክሳብ ዓሰርተው ሓደ ክፍሊ ተማሂሩ።
$ 30
Out of stock