ሰባር ስቕታ – ኣብ ቀረባ ግዜ

$ 30

Out of stock

Category:

Description

ደራሲ  ጸጋይ ተኽለሚካኤል ገብረሂወት (ኢንጂነር)፣ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ፣ ኣብ ቤ/ት ጣልያን፣ ቀሃስን (ሎሚ ዳህላክ) ፈለገሂወትን ክሳብ ሻድሻይ፣ ኣብ 1972 ምስስድራቤቱ ናብ ኢትዮጵያ  ተሰዲድ ማእከላይ   ኣብ  ቤ/ት  ኣስፋ ወሰን ካልኣይ   ደረጃ   ኣብ  ነፋስ ስልክ ኣዲስ ኣበባ፣ 1976 ናብኣስመራ   መጺኡ ኣብ ልኡል መኮነን ክሳብ ዓሰርተው ሓደ ክፍሊ  ተማሂሩ።