መጻሕፍቲ ኢንጂነር ጸጋይ

ታሪኻዊ፡ ሚስጢር ሓዘልን ኣሀንጣይ

Screenshot 2026-09-11 at 4.53.02 PM

ብዛዕባ ጸጋይ

ደራሲ ጸጋይ ተኽለሚካኤል ገብረህይወት (ኢንጅኔር)፡ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ፡ ኣብ ቤ/ት ጣልያን፡ ቀዳማዊ ሃይለስሊሴን (ሎሚ ዳህላክ) ፈለገሂወትን ክሳብ ሻድሻይ፣ 1972 ምስ ስድራ ቤቱ ናብ ኢትዮጵያ ተሰዲዱ ማእከላይ ኣስፋ ወሰን ካልኣይ ደረጃ ኣብ ነፋስ ስልክ ኣዲስ ኣበባን ተማሂሩ።

ሰነ 1976 ናብ ኣስመራ መጺኡ ኣብ ልኡል መኮንን ክሳብ ዓሰርተው ሓደ ክፍሊ ተማሂሩ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 1976 ኣብ ዓዲ ንፋስ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ተወዲቡ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ታሕሳስ 1977 ናብ ሱዳን፡ ሕዳር 1978 ናብ ሃገረ ጀርመን ተሰዲዱ።

ኣብ ጀርመን ኣብ ስደት ኣብ ዝጸናሓሉ እዋን ለካቲት 1984 ኣብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ Bundesfachanstallt feur Elektritechnik (BfE Oldenburg) ከተማ ኦልደንቡርግ ብኤለክትሮ መካኒክነት ብዲፕሎማ ተመሪቑ።