“እዛመጽሓፈይ፣ ነብሲ ወከፍእስራኤላዊ ነብሱ ክሓትት እንተ ድኣ ኣኽኢላቶን፣ሃገረይእስራኤል፣ ሓንቲ ጥዕናዘለዎን ኩሉ ዝኾርዓሉን ሃገር ኮይና እትረኣየሉ ኩነታት እንተ ፈጢራን፣ ካብዚ ንላዕሊ ዘሐጉሰኒ ነገር ከቶ ኣይክሁሉን እዩ።