ዝተለውየት ሴፍ – Ztelewyet Self

30€

ህዝቢ ኤርትራ፡ እቲ ኣብ ልዕሊኡ ን 80 ዓመት ብሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝተመዘዞ ሴፍ ክሰብሮ ዓቕሚ ይውሕዶ’ኳ እንተዀነ፡ ከምዘይቀንዕ ገይሩ ለውይዎ ከም ዘሎ ግና እቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ዛዛሚ ኲናት ኣረጋጊጽዎ ኣሎ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ብ 3 ሕዳር 2022 ኣብ ፕሪቶርያ ደቡብ ኣፍሪቃ ምሉእ ብምሉእ ዕጥቁ ክፈትሕ ክታሙ ኣንቢሩ። እቲ ን 24 ዓመት ናብ ኤርትራ ዘወጣወጦ ኣጽዋሩ 90 ሚእታዊት ኣብ ኲናት ዓንዩ፡ ዝተረፈ ንመንግስቲ ፌደራል ኣረኪቡ ናብ ዓድዋ፡ ኣኽሱም፡ ሽረ፡ ራያ፡ እንደርታን ተምበንን ተመቓቒሉ ናብ ነበረያ ነበረ መርሹ ይርከብ። ህዝቢ ትግራይ፡ ህወሓት ብዝወለዖ ኲናት ዘስዓቦ መቕዘፍቲ ኣማኢት ኣሽሓት ደቁ፡ ዝወረዶ ምዝንባል፡ ስደትን ቍጠባዊ ድቐትን ትምህርቲ ቀሲሙ ምስ ጐረቤቱ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያዊ ሓዉን ብሰላም ዘንብር ልቦና ሰዂዑ ክህሉ፡ ኲሎም ደላይ ሰላም ዝጽበይዎ እዩ።

 

ኩሉ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ እዩ።

All books are written in Tigrinya

Out of stock

Category:

Additional information

Weight 365 g