ዛንታ ጸዓዘጋን ሃዘጋን (ደራሲ፡ ዮሃንስ ኮልሞዲን) – Zanta Xeazegan Hazegan
30€
“ከምቲ ኣብ ካልኦት ሃገራት፡ ብቐረባ ንምዝራብ፡ ኢትዮጵያ፡ ሃጸይ ቴዎድሮስ ንኹሎም ነጻ መንግስታት (ሃጸይ) ምድሪ ሓበሻ ስዒሮም፡ ካብ 1855-1868 ሓደ ግዝኣተ-ሓበሻ ክምስርቱ ክኢሎም ዝነበሩ፡ መረብ-ምላሽከ ሓደ ሃገር ናብ ምዃን ክምዕብል ተኽእሎ ነይሩዶ ይኸውን?” ንዝብሉ ሕቶታት፡ ተመራመርቲ ታሪኽ ክምልስዎ ብምባል፡ ነታ ዮሃንስ ኮልሞዲን ብኣዝማች ተኸሃይማኖት ወዲ ኣይተ ኣላ፡ ኸንቲባ መርእድ፡ ቀሺ ገብረማርያም ወዲ ብጻይ፡ ኣይተ ተስፋጼን ወዲ ኣልመዶም (ዓዲ ፈለስቲ)፡ ቀሺ ተወልደመድህን (ተርጓሚ መጽሓፍ ቅዱስ) ከምኡ’ውን በቶም ነቲ ቃለ-ምልልስ ዝጽሓፉ ኣይተ ባህታ ተስፋሃንስ፡ ኣስገዶም ወዲ ዘርኣይ፡ ፍጡር ወዲ ሰጊድ፡ ገበዝ ተድላ ወዲ መንግስቱ፡ ሓለፋ ወዲ ጸዳን ኣውዓሎም ወዲ ዓጽማይን ተኣልዩ ቅድሚ 110 ዓመት (ዝጸሓፋ መጽሓፍ’ቲኣ ከሐድሳ ተደሪኸ ኣለኹ።)
ኩሉ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ እዩ።
All books are written in Tigrinya
Out of stock




