እዚያን እዋን
$ 30
ተጋዳላይ፡ ወተሃደራዊ ስትራተጂስት፡ ሓላዪ፡ ጽኑዕ፡ ቆራጽ፡ ተባዕ፡ ትዕግስተኛ፡ ወሳኒ፡ ብዓል ራእይ፡ ኣቦ ሓድነት፣ ናጽነትን ሓራ ፖለቲካዊ መስመርን ኤርትራ ዝዀነ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ፡ ንዕኡ ኻብ ስልጣን ንምእላይ ዝተፈተነን ስሙ ንምድዋንን ከም ሰብ ንምስይጣኑን ዝተኻየደ ዘመተን ንምጽሓፍ ዘበገሰኒ ቐንዲ ምኽንያት፡ እዞም ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለዉ ወዲን ጓልን 18 ዓመት ሓድሽ ወሎዶ ብኸመይ ኮን ይርእዎ ይዀኑ፣ ብዛዕብኡ እንታይ ኮን ይፈልጡ ይዀኑ፣ ጽባሕ ንግሆኸ ብኸመይ ኮን ከገልጽዎ ይዀኑ፣ ንሕና ወለዲ ማዕረ ኽንደይ ኮን ሞያኡ ነጊርናዮም ንኸውን




