Additional information
| Weight | 320 g |
|---|
30€
“ኣደ!”፡ ድሕሪ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጠቕሊላ ካብ ሜዳ ኤርትራ ኣብ መፋርቕ 1981 ምውጻኣ፡ መኮንን’ውን ከም ሰቡ ናብ ሰዳን ካብ ሱዳን ናብ ሃገረ ጀርመን ተሰደደ። ሊድያ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ (ደርግ) ንከተማ ባረንቱ ዳግም ንምቁጽጻራ 1985 ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ዝሰመዮ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኸፈተሉ ንቕድም ናብ ከሰላ ካብኡ ናብ ካርቱም ጸኒሓ ድማ ናብ ጀርመን ተሰደደት። “ኣደ!” ናይ ሓንቲ ኣብ ስደት ስድራ ቤት መስሪታ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 1993 ናብ ሃገራ ዝተመልሰት ስድራ ቤት ዘጋጠማ ሓርጎጽጎጽ ኣብ ሓዳር እተዘንቱ መጽሓፍ እያ።
ኩሉ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ እዩ።
All books are written in Tigrinya
Out of stock
| Weight | 320 g |
|---|