Additional information
| Weight | 430 g |
|---|
30€
ተጋዳላይ፡ ወተሃደራዊ ስትራተጂስት፡ ሓላዪ፡ ጽኑዕ፡ ቆራጽ፡ ተባዕ፡ ትዕግስተኛ፡ ወሳኒ፡ ብዓል ራእይ፡ ኣቦ ሓድነት፡ ናጽነትን ሓራ ፖለቲካዊ መስመርን ኤርትራ ዝዀነ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ፡ ንዕኡ ኻብ ስልጣን ንምእላይ ዝተፈተነን ስሙ ንምድዋንን ከም ሰብ ንምስይጣኑን ዝተኻየደ ዘመተን ንምጽሓፍ ዘበገሰኒ ቐንዲ ምኽንያት፡ እዞም ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለዉ ወዲን ጓልን 18 ዓመት ሓድሽ ወሎዶ ብኸመይ ኮን ይርእዎ ይዀኑ? ብዛዕብኡ እንታይ ኮን ይፈልጡ ይዀኑ? ጽባሕ ንግሆኸ ብኸመይ ኮን ይሪኢዎ ይኾኑ።
ኩሉ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ እዩ።
All books are written in Tigrinya
80 in stock
| Weight | 430 g |
|---|