Additional information
| Weight | 350 g |
|---|
30€
ስርሒት በርሊን 1984፡ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ዝወሰደ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ደምሲሳ ሓንሳብን ንሓዋሩን (ሰዕርፍ) ኮይኑ ይስማዓ ብምንባሩ፡ ዘለዋ ዓቕሚ ሰብን ኣጽዋራትን ኣዋፊራ ፍሽለት’ምበር ዓወት ክትሓፍስ ኣብ ዘይትኽእለሉ ደረጃ ምስ በጸሐት፡ ብደገፍ ግዳማዊ ሓይሊ ዝሰልጠነ ናይ ስለያ መርበብ ተጠቒማ ነቲ ሰውራ ኽትገጥምን ኣብ ከተማታትን ከባቢአንን ዕዉት ስርሒታት ዝፍጽሙ ዉፉያት ኣባላት ሓፋሽ ውድባትን ተሓባበርቶምን እንተላይ ዓመት መጸ ኣብ ወጻኢ ሃገር ከም ቦሎኛ ኣብ ዝኣመሰለ ሓፋሽ ውድባትን ህዝብን ኣብ ዝሳተፍዎ ጽምብላይ ንዝመጹ ኣባላት መሪሕነት ክትቕንጽል ዓቢ ናይ ስለያ ሓይሊ ዕማም ኣቝማ ዘካየደቶ ፈተነ ብመልክዕ ስለያን ጸረ ስለያን እተዘንቱ ህብብቲ መጽሓፍ እያ።
ኩሉ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ዝተጻሕፈ እዩ።
All books are written in Tigrinya
Out of stock
| Weight | 350 g |
|---|